ኣብ ኢትዮጵያ፡ እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ጀሚሩ ዝወሰኸ ዋጋ ነዳዲ፡ ነቲ ድሮ ከቢሩ ዘሎ መነባብሮ ዘጋድድ’ዩ ክብሉ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሓሳባቶም ኣካፊሎም። እቲ ኣብ ሓደ ...
ረቡዕ ምሸት ኣባላት ሰራዊት ኮማንዶ ምዃኖም ዝተሓበሩ ጉጅለ ንቤት መንግስቲ ድሕሪ ምጥቃዖም፡ መብዛሕትኦም ኣባላት እቲ ጉጅለ ምዃኖም ዝተሓበሩ 19 ሰባት ተቐቲሎም--ከም ጸብጻብ ኣገልግሎት ዜና ...
መበል 39 ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ መንግስታዊ ስነ-ስርዓት ፈነዋ ተገይሩሉ። በዚ ምኽንይት ፕረዚደንት ጆ ባይደን ...
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገና ኣብ ምብጋሱ ከሎ ከም ተክኒሻን በረራ ኮይኑ ዝተቖጽረ ኣቶ ዘርእዝጊ ኣብርሀ፡ ኣብቲ መንገዲ ኣየር ን16 ዓመታት ኣብ ዝሰርሓሉ እዋን፡ ክሳብ ምስ ነፋሪት ንጉስ ሃይለስላሰ ...
ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊ፡ ኣብቲ ብሰሉስ ጀሚሩ ንሓያሎ ከባቢታት ከተማ ሎስ-ኣንጀለስ ሃሚዅ ዘሎ ባርዕ ጫካ ንምጥፋእ ይቃለሱ ኣለዉ። እቲ ባርዕ ንኣሽሓት ነበርቲ ገዛውቶም ገዲፎም ክሃዱም ደሪኹ ኣሎ ...
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑወል ማክሮን፡ “ኣፍሪቃውያን ንፈረንሳይ ከም ዝግባእ ኣይመስገኑን፡” ድሕሪ ምባሉ፡ ካብቶም ናይ መጨረሽታ መሓዙት ምዕራብ ኣፍሪቃ ከቢድ ተቓውሞን ቁጠዐን ኣስዒቡ። ማክሮን ኣብቲ ...
ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን ይዋግኡ ኣብ ልዕሊ ዘለው ሓይልታት ‘ውሳነ ጄኖሳይድን፣ ተሓታትነትን’ ዝምልከት ውሳነ ሎሚ ሰሉስ ዘርጊሑ። ...
ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ መቐለ፡ ኣብዚ መዓልቲ ዝተሰምዖም መንፈሳዊ ቅሳነት ክገልጹ እንከለዉ፡ በቲ ኣጋጣሚ ግን ኣብቲ ክልል ዝርአ ዘሎ በበይኑ ጸገማት ፍልላይትን’ውን ክዓርፍ ተስፋኦም ...
ኣብ ክልል ኦሮምያ፡ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ’ዮም ዝተባህሉ ዕጡቓት ንክልተ ሲቪላዊያን ሓረስቶት ምቕታሎም ኣባላት ስድራ ዝተቐትሉን ነበርቲ’ቲ ከባቢን ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። ተቐቲሎም ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ 84 ናይ ውልቀ ትካልት ትምህርቲ ስራሕ ጠጠው ከብላ ምውሳኑ ኣፍሊጡ። ወሃቢ ቃል በዓልመዚ ትምህርትን ስልጠናን ኢትዮጵያ ማርታ ኣድማሱ ንድምፂ ኣመሪካ ኣብዝሃበኦ መብርሂ፡ እተን ...
መራሒ ሶርያ ዝነበሩ ባሽር ኣል ኣሳድ ካብ ስልጣን ካብ ዝተላዕሉ ጊዜ ንዳሓር መዕርፎ ነፈርቲ ደማስቆ ንፈለማ ጊዜ ዓለምለኸ በረራታት ኣተኣናጊዱ። ካብ ቐጠር ዝተበገሰት ነፋሪት ኣብ ደማስቆ ኣብ ...
ብተደጋጋሚ ርእደ-መሬትን ተነጻል ነትጒ እሳተ-ጎመራን ኣብ ዝርኣዮ ዘሎ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን፡ ክውርድ ካብ ዝኽእል ሓደጋ ንምውጋድ፡ ኣስታት 80-ሽሕ ህዝቢ እቲ ከባቢ ናብ ዝሓሸ መዕቆቢ ቦታ ...